Kibrom Dafla On PFDJ Investment Conference Jan1-2013

Categories: agayish
Tags: No Tags
Comments: 1 Comment
Published on: January 31, 2013


Smerrr_kibromDafla-Jan12-2013

One comment on “Kibrom Dafla On PFDJ Investment Conference Jan1-2013

  1. biniam tzeggai on said:

    ሰላም መንእሰያት
    እዚ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ ዝህቦ ዘሎ ሃገራዊ ቁጠባዊ ፍልጠት እዩ ዝነግረና ዘሎ::ቅድም ሕጂ ከምዚ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ ዝህቦ ዘሎ ትምህርትን ፍልጠትን እንኮ ምኳኑ ተገንዚብና ኣሎና::ስለዚ ኣቶ ክብሮም ዝነገረናን ዝነግረና ዘሎን ሃብቲ ሃገርን ጥሪት ህዝብን ውርሻ መጻኢ ትውልዲ ምኳኑ እዩ :: ሃብቲ ሃገር ጥሪት ህዝቢ እዩ! ጥሪት ሰልፊ ወይ ጥሪት ወልቀ ገዛኢ ኣይኮነን::ኣቶ ክብሮም ዳፍላ እነሆ ብግቡእን ዕቱብን ጸብጻባዊ ታሪክ ሃብቲ ሃገር ሂቡና ኣሎ ::ከም ውላቀ መላኪ ሞቡቱ ጥሪትን ሃብቲ ህዝብን በሊዑ መቅበሪ መርየት እውን ተከሊኡ !ገንዘብ ህዝቢ +ሀብቲ ሃገር = የማዕብል ሃገር !
    ኣቶ ክብሮም ገንዘብ ሓይሊ ምኳኑ ፖለቲካ ምስ ገንዘብ ዝተኣሳሰረ ምኳኑ ኣረዲኡና ነጊሩናን ኣሎ::ብተወሳኪ ሃገራዊ ሃብቲ ብግቡእ ከምዘይተሓዝን ጸብጻብ ከምዘይውሃብ::ስለዚ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ ኤሪትራ ኣብ ቁጠባዊ ባዶሽ ምህላዋ ነጊሩናን ኣሎ::ኣቶ ክብሮም ዳፍላ ጨለን ኣክቢርካ ረጊእካን ኣድላይን ዝኮነ ፍልጠት ምሃብካን ምልጋስካን ክብርን ጥዕናን እትምነየልካ::ንገር ግበር ክበር::
    ቢንያም ጸጋይ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

*

HTML tags are not allowed.

Donate to Smerrr
Europe
ANDEBRHAN UKBE, Tel: (707) 318-8816, Bank: Wellsfargo Account : 7393365858
January 2013
M T W T F S S
« Dec   Feb »
 123456
78910111213
14151617181920
21222324252627
28293031  
Who's Online
  • 0 Members.
  • 3 Guests.
Welcome , today is Saturday, October 21, 2017