Michael Embaye (Aranchi)

Categories: tezareb
Tags: No Tags
Comments: 1 Comment
Published on: August 24, 2012

Michael Embaye (Aranchi), former EPLF tegadalay and writer,worked in the Eritrean News service agency. Talks about the start of the 1998 Ethio-Eritrea war.

One comment on “Michael Embaye (Aranchi)

  1. biniam tzeggai on said:

    ዝከበርኩም የመንእሰያት
    ኩሉ ሰብ ጥቅሚ ዘለዎ ሓበረታን ምስክርነትን ታሪክን ይፈልጥ ምኳኑ እምነትን መበገሲ ሓሳባት ክትገብሩ ኣሎኩም :: ነዚ መለበምን ጠቃምን ዝኮነ እምነት መምርሕን ጌርኩም ተዛረብትን ሰማዕትን ክትኮኑ ኣሎኩም:: ብሓጺሩ “ኣብ ኣገልግሎት ወይ ወታሃደራት ዝነበርኩም ኣይኮንኩምን ጥራይ ብዝሕ እትፈልጡ” ስቪላውያን/በርገሳውያን እውን ብዙሕ ዝፈልጡን ዘዘንትዉን ኣለዉ::”ዝነበረ ይንገር” ዝቀበረከ ዘተነግረከ ዝመርመረን ዝተማራመረ ከ!ኩሉ ክዛራብ ኣለዉ እቲ ዝዛረቦ ኣድማዕን ጥራሕ ይኩን ::ኣብ 1998 ውግእ “ባዱመ “ንስኩም ኣብኡ ከሎኩም :”ኣብ ወጻኢ ኮና ኮይኖም :””እዚ ውግእ ባዱመ :ህዝቢ: መንእሰያት ንጹሃት ተጥፉኡ ኣሎኩም ” ኦ !ህዝበይ ንሰላም !እፎይታ ንክነብር ንጽዓር ደቅና ሓቢእና ኣብ ሰላም ሃገራት ኮፍኢልና ነዞም ኣብ ነጻነትን ኣብ ጊዜ ዝተወልዱ :”እዚ ስርዓት ደቅና ደቂ ስውኣትን ኣካለ ስንኩላትን :ከብርስ እዩ ኢልናን ኢሎምን ዘተቃለሱን ዝተቃለሰናን ከምዘሎና ከምዝተቃለሱ ክሳብ ሞተ ሂወቶም ዝተዛረብ ከምዘለዉ ፍለጡ::
    ነዚ እዋን እዚ ዘኪረ ” *ስዉእ ተጋዳለይ ማህደረ ሓይልኣብ “( ነባር ሽወደን )ብክብሪን ብሓጉስን ክዝክሮ ይፈቱ::ስለዚ ብዙሕት ዝፈልጡ ከምዘለዉ ዘይምዝንጋዕ “::
    ቅትለት ህልቀት ርዋንዳ ደቂ ርዋንዳ ኣይኮኑን ተዛሪቦሞ እንታይ ደኣ ወጻእተኛታት እዩም ኣዘንትዩሞ::”መተሃደራወን ምልካውን “መሰል ሓሰብትን ኣጽናዕትን ተመራመርትን ኣክብሩ ስቪላዊ/በርገሳዊ ብሕጊ ዝግዛእን ዝመሓድርን ክንተክል ደኣ እምበር :”ክሰክሩን ክግዕሩን ዝሓደሩ ብቅትለት ዝሰከሩ :ትምክሕተኛታት ሓላፍነት ሂወትን ደቂ ሰብ መንእሰያትና ደቅና ዕሸል ሂወት ዝሃንኮቱ ክንመሓድር::
    ብእፎይታ ክትነብሩ ክንነብር “መንእሰያት ነንሕድኩም ደቅኩምን “ምእንቲ ብሕጊ ክተናብሩ ::በጃኩም !ሓደራ !ዝሓስቡ ዝፋላሰፉን “ከም ዮሴፍ ገብሪሂወት “ኣየፍርሑና ::ሓሰብቲ ብሓሳበትን ብምሕሳብን እዮም ዝነብሩ ሓሰብቲ ቀተልቲ ሂወት ኣይኮነን::ኣጆኩም !!!!!!ስመሩሩሩሩ”ማህደረ ሃይልኣብ ተዛሪቡ 1998 4/ኣርባዕተ ወያነ ቀቲሎምልና ምስተባሃለ ሽዕዕዑ እዩ ዝሓሳበ ወዲ ሓይልኣብ ንመን ዘይተዛረበ ግን ኩሉ ኣይሰምዖን እንታይድኣ “ወያነ !”ድኣ በሉናን!እወ!ሕጀወን “ብክስታይ ብማለታይ ብተራዲኡኩም ምሽ ኣሎ እንዳተ ባሃለ ታሪክ ህልቀት ህሕባእን ይሃሥስን ስለ ዘሎ ቅሉዕ ግቡእ ቃላት እንዳሃብኩም ተዘረቡ “ክስታይ “”ማለተይ”እንዳበልኩም ምስክር ኣይትሃቡ፡፡

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

*

HTML tags are not allowed.

Donate to Smerrr
Europe
ANDEBRHAN UKBE, Tel: (707) 318-8816, Bank: Wellsfargo Account : 7393365858
August 2012
M T W T F S S
« Jun   Sep »
 12345
6789101112
13141516171819
20212223242526
2728293031  
Who's Online
  • 0 Members.
  • 1 Guest.
Welcome , today is Wednesday, December 13, 2017