Bahlbi Kiflu, a former tegadalay, on who started the Badme war

Categories: tezareb
Tags: No Tags
Comments: 1 Comment
Published on: August 24, 2012

Bahlbi Kiflu, a former EPLF mechinized brigade member, gives the most detailed account so far of the 1998 Ethio-Eritrea war along the mereb setit (Badme) front from the beginning to the end. The military unit he was assigned to was the first unit sent to the mereb setit front.

One comment on “Bahlbi Kiflu, a former tegadalay, on who started the Badme war

  1. biniam tzeggai on said:

    ከመይ ኣሎኩም ኩ ሉኩም ብሓበር !
    ነዚ ሓላፍነትን ጊዜክምን ገንዘብኩምን ከፊልኩም እተካይድዎ ዘለኩም ጎስጓስ ነጻ ምዝራብን ምጽሓፍን ከምኡ እውን ቀትለትን ምህላቅን ብስም ሃገር እተገበረን ዝግበርን ዘሎን ምቅላዕን ምምስካርን ምስናድን እቲ ዝዓበየ ቁምነገርን ዓቢ ህያብ ንመጻኢ ሕብረተሰብና እዩ::ስለዚ እዚ ” ክፍሊ ስመር “ኣብ ነጻ ምዝራብን :ነጻ ምዝራብን:ከይረዓድካን ከይፈራሕካን “ምምስካርን ምዝራብን ሃዋሁን ባህልን ተካይዱ ከምዘለኩም ኣይትስሕትዎን ኢኩም “ስለዚ ደሞክራሲ ምክብባርን ሕጋውነት ዘይሳሓት እዩ :እዚ ስለዝኮነ “ጫት እጽፋርስ/ኣቢሾ ” ስለዝኮነ ከም ምዕዶን መተሓሳሳብን ኣሳላሳሊ/administrators ጫት ከምቅቡል ከምዘየሕፍር ከምዘይ ጌጋ ጌርካ ኣይትጠቀም ሓደራ ::እዚ ዝበለጸ ምሩጸን ቌንቃኩም ህዝቢ ስለ እንሰምዖ “ጫት”ኣብ ሕብረተሰብናን ፍቁድን ቅቡልን ስለዘይኮነ”::ሰሚርና ኢና!ቱፓክ ዝተዛረቦ “መሰረታዊ መሰል “እዩ ፡፡ሕማቅ ወይ ጌጋ ኣይበለን ::
    “ከይንሰማምዕ ተሳማሚዕና “ዝብል ብልሽዉን መሰረት ታሪክን ዘይብሉ እዩ::ኤርትራውያን ኣይበልዎን “ሓድነትና ዘፍርሖም :ከይንሰማማዕ ኢሎም ክፉእ ምህዞ እዩ “:: ሕጂ ግን መንእሰየትና “ሰሚሮምን ኣስሚሮምናን እዩ ም”!ኣብ ኣትላንታ :ደብረዘቲ :ስቶክሆሎም ስዊዝ ኖርወይ ዓዲ ጥልያን እስራኤል ከምኡ ኣብ ውሽጢ ሃገርናን እውን ሰሚርና ከምዘሎና ንፍለጥ ንእመንን::
    ሰሚርና የልቦን ዝፈልየና
    መን እዩ ሕጂ ዝኣቱ ኣብመንጎና
    ንመርሽ የልቦን ዝስዕራና
    መንከ ደው የብለና
    ኣይ !ሰሚርና እንዲና !!
    ሓውኩም ኣያኩም ኣቦኩምን ስመሩ !ኣስምሩ !ሂወትኩም ኣይተሕርሩ !!!!

Leave a Reply to biniam tzeggai Cancel reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

*

HTML tags are not allowed.

Donate to Smerrr
Europe
ANDEBRHAN UKBE, Tel: (707) 318-8816, Bank: Wellsfargo Account : 7393365858
August 2012
M T W T F S S
« Jun   Sep »
 12345
6789101112
13141516171819
20212223242526
2728293031  
Who's Online
  • 0 Members.
  • 6 Guests.
Welcome , today is Thursday, November 23, 2017