Kibrom Dafla on what caused the demise of Eritrean Airlines

Categories: tezareb
Tags: No Tags
Comments: 1 Comment
Published on: August 23, 2012

Kibrom Dafla, who worked in the economic department of EPLF before independence, and successively later as a manager of Himbol, treasury department in the ministry of finance, and manager of the defunct Eritrean Airlines describes the overall Modus operandi of PFDJ in the economy, corruption and the factors that caused the demise of the Airlines.

One comment on “Kibrom Dafla on what caused the demise of Eritrean Airlines

  1. biniam tzeggai on said:

    ሰላም ሓው ክብሮም ዳፍላ ፡ ብመጀመርታ ተባዕ ሓላይ ህዝቢ ሓላይ ሃገር ኢካ::እዚ ንምንታይ ንመጀመርታ ንስካ ኢካ ቅሉዕን ብሓላፍነትን ብምጽብጻብን ጸብጻብን ዝሃብካ ምኳንካ ኩራዕን ተሓበንን ::ከምዚ ናትካ ጌርካ እትምህረናን እትነግረናን ዘለካ ቅድምሕጂ እንኮ ሰብ ዝነገርን ጸብጻብ ዝሃበን የልቦን::እዚ ኣርእስቲ ንመጀመርታ ኢየ/ኢና::
    ስለዚ ፖለቲካ ሃገር ብዘይ ጸብጻብ ኣታውን ወጻእን እንተዘይ ተዋሂቡ ንህዝቢ ገለ ነገር ጥዕና ዘይብሉ ኣካይዳን ኣመራርሓን ምኳኑ እዩ ::ከምቲ ዝበለካዮ “ተጠያቅነት ሓላፍነትን ጸብጻብን ” እንተዘይ ተወሃበ ብጸሑፍ ዘይሕጋውነትን ኣንፈቱ ዝሰሓተ ኣካይዳ ምኳኑ እዩ ::
    ሓላፍነት ዘለዎ ምምሕዳር ብቁዕን ሓላፍነቱ ምስዝህብ እዩ ። እንተዘይ ሂቡ “ቀጣፍን ሰራቅን “እዩ::ስለዚ መንግስቲ እኩል መንግስቲ ንክበሃል “ጸብጻብ “ቁጠባ ክህብ እንከሎ እዩ ::
    እዚ ሓውና ክብሮም ዳፈላ ዝህቦ ዘሎ ፍልጠትን “እንኮ “እዩ::
    ህዝቢ ኤርትራ መራሕቲ ኣይረከበን::ኣብ ሲቪላዊ ሕብረተ ሰብ ከም ሓውና ክብሮም ዳፈላ እዮም ዘምሀሩናን ዝረድኡናን::ሰለዚ ክብሪ ይሃብካ::ኣይፈለየና!ተማለሊስካ መሃረና መሃረልናን::ተዓወት ! ተዓወት!ሓላይን ለጋስን ኢካ::ጠጥዑሙ እተምነየልካ!!!መንእሰይ ካብ ተበገስካ ቁጠባዊ ፖለቲካዊ ምፍላጥ የድልየኩም !
    ኣብ ሩዋንዳ ተንዘንያ ኡጋንዳ ደቡብ ሱዳብ (ሰምሃር ኮንስትራክሽን )ኣብ ማካው ኣብ ኣቡ ዱባይ ኣብ ዛይር ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ኣንጎላ ዚንባብወ ?????????እንታይ ከምዝካየድ ንፈትሽ ሓቢርና ::ኣብ ” ኤርትራ ጥራይ እዩ ሓደ ሰብ ካብ መርየት ተላዒሉ ብሓጺር እዋን ሚልዮነር ክከውን ዝክእል” ብከመይ ? ሃብቲሙ ኢልኩም ምሕታት ::

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

*

HTML tags are not allowed.

Donate to Smerrr
Europe
ANDEBRHAN UKBE, Tel: (707) 318-8816, Bank: Wellsfargo Account : 7393365858
August 2012
M T W T F S S
« Jun   Sep »
 12345
6789101112
13141516171819
20212223242526
2728293031  
Who's Online
  • 0 Members.
  • 4 Guests.
Welcome , today is Saturday, June 24, 2017