Medeb Tezareb

Comments: 2 Comments
Parent page: Audio Programs

2 comments on “Medeb Tezareb

  1. biniam tzeggai on said:

    ጸባ ስተ !ዩኤል ሓቂ ኣየፍርሕን ቃል ቅዱስ እዩ !ስለዚ ምምስካር ዘይምጥቃን ምዝረብ ዘይምፍራህ !ፍርሒ ባርነት እዩ !መንእሰያትና እትከድዎ ዘሎኩም መንገዲ ቅኑዕ እዩ!እምነት ፍቅርን ጽንዓትን ሓይልን እዩ !ሕሶት ድካም እዩ!ስምረት ሓድነት በርዓንን ሰዓርን ኣዩ!ስምረት እምነት ምጽውዋር ምትዕጽጻፍ ነዊሕን ሓጺርን ራእን ሽቶን ግበሩ::ፍልጠት መሳርያኩም ሓድነት ዕጥቅኩም እምነት ቅንዕናን ተጸዋርነት መንፈስኩም ገርኩም ኣጆኹም !ኣጆና !ኣጆክን !ቀሪብና ኢና !ንክሰልጥ ኩሉ ግፍዕታት እናዘከርና ንመርሽ ሓቢርና በብንክእሉ በብወገንና!

  2. betrihaqi on said:

    ዘገርም ዩ ሓውና ንስኻ ድማ እንኳዕ እቲ ዕጫ ኣየጋጠመካ ምቅሊ ኮንካ ኢሰያስን ተሓባበርቱን ክልተ
    ፍርዲ ይጽበዮም ኣሎ ንሱ ካኣ ፍርዲ ሰማይን ምድርን ዩ
    ካብዚኣቶም የድሕነና ልኡኻት ሳጥናኤል ይበሃሉ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

*

HTML tags are not allowed.

Welcome , today is Friday, December 19, 2014